Tigrinya Love Messages

by Afromium Digital Solutions


Entertainment

free



Tigrinya Love SMS Messages, ትግርኛ Tigrigna,


Tigrniya Love SMS MessagesThe app contains romantic love Messages in Tigrinya. This app is suitable for both couples and those who are in love for the first time. Use the app to send romantic texts.Every relationship requires a spark now and then, and all of these unexpected romantic messages will ensure that you value your partner above all else. To express your love, send this message. These deep love messages will help you create some romantic and beautiful memories with your partner.ፍቕሪ ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ኣብ ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ። ልዑል ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር። ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ። ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ናቱ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ። ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ይኽእሉ ኢዮም፣ ንኣብነት ሓንቲ ጎርዞ ከምዚ ክብል ይኽእል “ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ ይደልየካ”። ሰባት ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ። ብዙሓት ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ። ናይዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ። እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ፣ ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል። እቲ ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል “ንዕኡ” ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ፣ ናብ ደቀንስትዮ ዝስደድ ከኣ “ንዓኣ” ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ። ነዚ ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን።Minor Bug fixes and additional Tigrinya Love messages added

Read trusted reviews from application customers

I like this app very much. Keep it up

Zekariyas belay

ቋንቋ ትግርኛ ንምዕባይ ብትገብርዎ ጽብቅ ነገር ኣዝየ የመስግን

Kulubrhan Measho

Excellent app i love it keep it and improve for future!!!

Lidiya Tadesse Gerawork

wwwwww💋💋

ትግራይ ዓደይ

Very beautyfull app

Amaniel Teklay

mahleyt

ጋል ቅዱስ ሚካኤል ቅዱስ ገብሪኤል

Orginal

dngley ade fqri

Nice

Biniam Mehari

Very nice

Temesgen Fetari

bank

Demeke Shamore